ዓዲ ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 21, 2011 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 21, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓውዜን ንኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃን ኣወቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑ ቢሮ፣ ሕትመት፣ ኮምፒዩተራት ተዛመድቲ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅሬት፣ ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንኩለመዳያዊ ኣገልግሎት ዝውዕል B+G+10 ህንፃ ብንፁር ናይ ምምካር ስራሕቲ ክዕድግ ይደሊ። እቲ ናይ ምምካር ግልጋሎት ከማለኦም ዝግባእ ናይ ኣርኪቴክቸራል ዲዛይን ስራሕቲ እንትከውን ነቲ ስራሕቲ ድማ 1ይ ደረጃ ወይ ሓደ ኣማካሪ ኣርኪቴክት ዘማልአ ንክከውን ተሓርዩ ኣሎ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን ቱቦን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ጀነሬተር፣ ኣየር ኮንዲሽነር ኤሲ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ ዪፒኤስን ባክኣፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ሶፍትዌር ከፀግንን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 2, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2011 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዩኒፎርም ሰራሕተኛታት ደቂ ተባዕትዮ/ ሙሉእ ጁባን ስረን ምስገበሩ/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 28, 2011 9:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 28, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 27, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 27, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/