ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 30, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

Pathfinder International Ethiopia (PI/E) with consortium partner organizational is currently runs a Transformer. a primary health care project as four regions on Ethiopia, one of which is Tigray. This program provides high qualities reproductive health, family ,planning ,maternal and newborn child health which that improve the women and children in Ethiopia.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 08th, March 2019 12:19 pm (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 15th, March 2019 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 15th of March 2019 4:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Spare Part/

ማሕበር ዛንታና ዓርሰ ሓገዝ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ከባቢ ደብሪ ዝርከብ ቦታ ብሎክ ቁፅሪ 666 typology- 5 ህንፀቱ ንምስላጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ዝስዕብ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ስራሕቲ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ተቋረፅቲ ህንፃ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት መጋቢት 1, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት መጋቢት 1, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች ይዞ የመጣ የጣዉላ ሳጥን፣ ያገለገለ ባለበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 7, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳሜ መጋቢት 7, 2011 08:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምቅራብን ምስፋይን እዚ ማለት ናይ ሰብ ሞያ ሓካይምን ካርዲ ክፍሊ ናይ ላብራቶሪ ወ.ዘ.ተ በቢ ባዕሎም ዓይነት ኣዳሊዩ ከቅርብ ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/