ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ወረድኡ ሴክተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞዴል መኪና HZJ 79 መለዋወጢ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 3, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 3, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ዝ/ዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ኮምፒተር ዝኣረጋ፣ ፕሪንተር፣ ዴስክ ወንበር ዝኣረጋ፣ ድረቅወንበር ዝኣረገ፣ መርቢን ንካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኢፋድ በጀት ኮድ ኢፋድ 1 ኣውቶብስ ክራይ ድሕንነተን ዝተሓለወ 48 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክርከብ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2011 8:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2011 8:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2011 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ክ/ከተማ ድምር ስራሕቲ ድምር ስራሕቲ ሓፁር ምትካልን ትክሊ ምትካል ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 30, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 30, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኤሲ ጠቅላላ ሰርቪስን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ደቀቅቲ መሳርሒ፣ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን፣ ኣቅሑት መራከቢ ሓፋሽ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 30, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 30, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ጨንፈር መኾኒ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፓትን ዝ/ዩ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/