ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 19, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 19, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽቲ መሳሕታት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ከምኡውን መሳርሒታት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ካብ ስሩዕ በጀት ዝ/ዩ ዓይነታት ተሽከርከርቲ፣ ሞተር ሳይክላት፣ መለዋወጢ ሞተር ሳይክላት፣ ዝ/ዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ፣ ላፕቶፕን ዲስክቶፕን ኮምፒተራትን ኣብ 4ተ ምድብ ብምምዳብ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ቆራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራው ኣዲሱ ህንፃ B+G+10 መስሪያ ኣገልግሎት የሚውሉ ማተሪያሎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ዝርከብ ናይ ኣትክልቲ ፅባቀ ስራሕቲ ንምስራሕ /Greening/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት / Stationary materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 19, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ሕስ/ሕ/ስ/ማ/ራት ዕደጋ ልምዓትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 9, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/