ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይማይ መጠራቐሚ ገንኢ ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 28, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 28, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ፕሮጀክት የግራናይት ቀለም ኣቅርቦትና እና መቀባት ሥራ ግዥ ለመፈፀም ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ በንኡስ ተቃራጭ ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕማ ጥቕሚ ማለት እዉን ኽዳን ምስ መስፋይኡ ሸሚዝን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/