ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት አዉን ንምድብ 1Advanced Training office machines hardware and Electronics maintenance ን2ይ ግዜ ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ እንዳ ኪዳና ምህረት ዓባይ ዓዉሒ ክሳብ ትራንስ ካብ ኣጅብ ክሳብ መገንፀሊ ምም/ር ክ/ከተማ ሰሜን ዘሎ ሚድያ ናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መገንፀሊ ንዓብይ ዓዲ መንገዲ ክሳብ ናይ ዓይደር መፈላለይ መንገሲ ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሚድያንናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ትም/ቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 14, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክሐትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 13, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን መኪና ሞዴል ዲ-22 ኒሳን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/