በአገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ የ23ኛ ክ/ጦር ጠ/መምሪያ የአትክልት እና ፍራፍሬ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥር 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 25, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 25, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅትን ቀወምትን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጨረር ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ምጥያሽን ምጥንካርን ሞዴል በርችዋል ላቭ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ሒሳብን ተፈጥሮ ሳይንስን ምጥያሸን ምጥንካርን ድጅታል ቤተ መፃሕፍቲ ኣብ ቢሮን ክልተ ቤትት/ቲን መቀለን ማእከላይ ዞባን ንዋየር ለስ ስልኪ ዲሊንክ 24 ፖርት ስዉች ዋየርል ለስ 300 ዩቢኤስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፣ ኮምፒተርን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 5, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 5, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 2:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/