ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።• ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት • ሎት ክልተ ሕትመት • ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት • ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ • ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 6 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 7 ፈርኒቸራት ሎት 8 ናይ ፍራፍረ ዘርእን ናይ ፍራፍረ ፈልስን ብዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዮም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ንኣጎልግሎት ዘዉዕሎም መድሓኒታት ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ብናይ UIIDP ፕሮጀክት ዝተፈላለያ ንብረታይ ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Shire Endassilase
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 5/GC 5 ልዕሊኡን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ግንቦት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 1, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 1, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

Afar Pastoralist Development Association (APDA) invite to House and office equipment's, General trading, Retail Shop, Pharmaceutical and other

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ግንቦት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 11, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 11, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ / ብሎኬት/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 4, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 4, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርብ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 6, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 4, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 4, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዘገልግሉ ናይ ደንቢ ክዳን ብፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/