በኤጄንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት መኪና ስፔር በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቹ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ኣዲስ ጎማ ከነ ከለማደርያዉ በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት የምስራቃዊ ዞን ወረዳዎች ኣጎልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ማይ ሃፍቲ መኪና ሞዴል ዝኮነት መኪና ሰርቪስ መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላመደርያ M755 ፣ ናፔጆ ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መኻይን ካላዉዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መኻይን ጎማ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቅድሚት ፓራወልት ( front bumper) ምስ መፀገኒኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መካይን ጎማታትን ባትሪን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ዝዉዕል ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 28, 2012 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 28, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መንገዲ ፀረጋ ብኤክስካቫተር ኪራይ ሓዊሱ 240 ሜትር ወርዱ 10 ሜትር ዝኮነ መንገዲን ሓመድ ምዉጋድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ማሽነሪ ክራይ/