ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ኦዲት ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ኪክዊንስ /Quick Wins/ ፣ ኣንፈት ሓበርቲ ናይ ጠረፔዛ ማይካን ፣ ናይ ቤት ዕዮ ራእይን ልእኩን ዝገልፅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2012 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ፍርናሽ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 28, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፈርኒቸርን ስፔር ፓርትን / ብሮጅስቶን ጎማ ፣ ካላማደርያ በዝሒ 05/ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ሃርድ ዌር ኣቅሑ መደበኛ ሎት 2 ሃርድ ዌር ኣቅሑ ሎት 3 ድሮን ናይ ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ሎት4 ቶታልስተሽን ኣቅሓ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 4, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት ን2012 ዓ/ም ብመደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 4, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 4, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ገፀ መሬት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ናይ CALM –LA ፕሮጀክት UIDP ካፒታል በጀት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተር፣ ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 4, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 4, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/