ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካልኦት 4ተ ቦታታት ናይ ሓለዋ ስራሕ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ኣጎልግሎት ጋራዝ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዘለዎ፣ ናይ ፅሬት ኣጎልግሎት 5ተ ደብሪ ህንፃን ከባቢኡን፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ብክንትራት ን1ዓመት ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2012 8:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ምምሕዳር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ /ኮምፒተር01 ፣ፕሪንተር01 /፣ ፈርኒቸር / ናይ ኣጋይሽ ወንበር 07፣ ጠረፔዛ ናይ ወፃኢ 07/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ኣባድላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስማርት ፎን ሞባይል /smart phone/ን ናይ ብረት ሸልፍን ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ፣ ዝተፈላዩ ዓይነት ንብረት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሸይጦ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ንመበል 16 ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕትን ምርምርን ግልጋሎት ዝዉዕል Proceeding ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል BF/06LSD ኮድ 4-12965 ዴዉ መኪና ቦዲ እድሳት፣ ቀለም ምቅባእ ፣ ዝተባለሸወ ኮርኒስ ምስትኽኻል ካልኦትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ቀለም ስትኮን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መገያፂ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 5, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 5, 2012 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/