መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ በሚከተለዉ ሰንጠረዥ የተዘረዘሩትን የደምብና የ ኣደጋ መከላከያ ልብስ እና ተዛማጅ መሳርያዎች መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 7, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 7, 2012 5:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ን ኣብ መቐለ ዝርከብ ናይ መድሓኒት መሸጢ ቅርንጫፍ ዝዉዕል Inventory soft ware for IPOS/CASH REFISTOR MACHINE ንምትእትታዉ ብሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክተኣታቱ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

Marie Stopes International Ethiopia intends to hire a construction company to carryout family Planning Service area renovation at three government hospitals located at Tigray Region ( Abi Adi Hospital) the work will includes ,floor finishing ,walls finishing ,ceiling works ,aluminum works ,painting, sanitary & electrical works.

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ምግጣምን ፅገናን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ንምስራሕ ደቐቅትን ኣናእሽተይን ብርኪ ዓሰርተ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ንምቑፃር ዘዉፅኦ ጨረታ መኽፈቲ ን 5/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ተባሂሉ ከምዝነበ ይዝከር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ብደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ብርኪ ዝርከቡ ጋራዣት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30 ሰነ 2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክዕድግን ኣጎልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ኣናእሽተይ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣወዳዲሩ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 6, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 6, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሕኡን ዝገበሮም መፅናዕቲ ብመፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 7, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 7, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ማዕፆ ቑልፊ ናይ ተሳሓቢ ወንበር ቑልፊ ስራሕቲ ቑልፊ ዝመሳሰሉ ንብረታት ዝሰርሕ ብኩንትራት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 12, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 12, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/