ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ መቕረብቲ (2400*1200*18mm MDF Lumber ea 88)ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም ( Smart TV Haki 55 inch 01፣ሳተላይት ረሲቨር Erobox HD Complite 01 ፣ ዲሽ ኬብል ሜትር 50

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 100 ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9ተ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 25, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳ ቀለምቲ ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሃይሉክስ መካይን ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ዝግቦኦም ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ቆጠብቲ ባሕላዊ ምድጃ / ብረታ ብረት ስራሕ/ ምርጫዮ 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዓዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 15, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 15, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጉዳይ መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ወንበር 30 ኣግዳሚ ወንበርን 10 ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2012 11:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ትራንስፎርመር በዓል 400 KVA ብ 33 KV ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብምቅራብ ትራንስፎርሞርን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ጋባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Defense construction Enterprise invites registered contractors of category GC5, RC5 to GC3/RC3 and above to Design and Build Adishehu-dela-same Design and Build road Project and intends to sub-Contract the Earthwork including Clearing and Grubbing, Roadbed Preparation, Excavation, Embankment, sub-base construction and Finishing of slopes, sub-contract 2: From station Km35+000 to km40+000 to an illegible contractor.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 18th, June 2020 9:51 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 20th, July 2020 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 20th of July 2020 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Road & Bridge Construction/

Defense construction Enterprise invites registered contractors of category GC5, RC5 to GC3/RC3 and above with their professional and trade license valid for the year 2012 E.C/ registered for VAT and having tax clearance (for local contractors) to submit sealed bids for providing the necessary labor, materials and equipment for the Earthwork including clearing and Grubbing, Roadbed preparation, Excavation, Embankment sub-base Construction and Finishing of Slopes of Adishehu-dela-samre

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 18th, June 2020 9:44 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 20th, July 2020 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 20th of July 2020 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Road & Bridge Construction/

Defense construction Enterprise invites registered contractors of category GC5, RC5 to GC3/RC3 and above with their professional and trade license valid for the year 2012 E.C/

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 18th, June 2020 9:40 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 20th, July 2020 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 20th of July 2020 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Road & Bridge Construction/