ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አከዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪካል ፣ ስፔር ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2012 8:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሕ/ሽ/ማ/ር መሸጢ ዘገልገሉ ንብረታትን ተሽከርከርትን ወርዒ ዘገልገሉን ሓደሽትን ጀነሬተራትን ፓምፕታትን ፣ ስፔር ፓርትታትን ፣ ተሽከርከርትን ብረታ ብረታትን ካልኦት ንብረታትን በቢ ዘለዎ ደረጃ ኣብ ከተማ መቐለ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ 4ይ ርብዒ ዓመት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ክገዝእ ስለዝደሊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ንሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናወቲ ፅሬትን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣጫሪቱ ንዝሰዓረ ዉዕሊ ክኣስር ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 2, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 2, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

3ይ ዙር ስሩዕ ጨረታ ኣብ 2012ዓ/ም ን ብ ሊዝ ዝሽየጥ መሬታት ዝርዝር ምልክታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ናይ ጨረታ ዝሽየጥ ቦታታት ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ፣ ስፍሓት ቦታ፣ ዝርከበሉ ከባቢ፣ ዓይነት ኣጎልግሎት ፣ ናይ ቦታ ደረጃ ፣ ንዉሓት ህንፃ፣ በዝሒ ቦታታት ፣ ዝተወሃቦ ኮድ ዝመሓላለፉ ቦታታት ኣብ ሳይት ተኣሳሲሮም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርከቡ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 24, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ጋራዥ ኣቅሑት 2 መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 25, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 4, 2012 6:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/