ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኹሉ ሰራሕተኛ ናይ 2013ዓ/ም ናይ ሂወት መድሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 26, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 26, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንሹራንስ/

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ቀፂሉ ዝተጠቀሰ ንብረት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዓይነት ንብረት ጣዉላ መዐቀኒ ኪሎግራም በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 9, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 9, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 320.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ (እግሪ ምንፃፍ ሙሉእ 6)

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳት ቀለብ / ምጥን ቀለብ ከፍቲ ናይ ፀባ ላሕሚ ኩንታል በዝሒ 50/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ትግ ሞዴል HZJ 78L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 23, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 23, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንድስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ኣብ መቀለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ኣብ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እትርከብ ዘገልገለት መኪና ብዘላቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካላት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 29, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ መቐለ ማለት እዉን ኣሸጎዳ ንሰርሖ ናይ ሎጅድቲክን ወር ሃዉስን ፋሲሊቲ ናይ ህንፃ ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-4 ወይም BC-4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 1, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 1, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/