2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 20, 2012 4:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ሳሙና፣ ሕትመት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 20, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብ 2011 እስካብ 2012ዓ/ም ናይ ክልተ ዓመት አጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝግበር ናይ ደገ ኦዲተር ክተወዳደሩ ትደልዩ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቃሕታት ተማልኡ ክትወዳደረ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2012 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ CALM –LA በጀት ጀነሬተር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 22, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 22, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ባይቶና መፅሓፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 21, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 22, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 22, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክሳብ 30/11/2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ንሰራሕተኛታቱን ተሃነፅቲ ሕግን ናብ ቤት ፍርድን ካልኦት ኣጎልግሎትን ሰርቪስ ዝህባ 2ተ መካይን ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ መኪና እዞም ቀፂሎም ዝስዕቡ ረቃሕታት ኣማልኢኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2012 3:40 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ማሽነርታት ሕፅቦ ማለት እዉን ራድያቶርን ጠቅላላ ናይ ማሽን ኣካል ኣብ ናይ ትካልና ጋራዥ ከፅርይ ስለ ዝደለየ አጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ን 1ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብመሰረት እዚ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 25, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣብ ወረዳ ዓድዋ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰማያታ ብመንግስቲ ዝተበጀተ በጀት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣብያተ ዕዮ ወይ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/