ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ከምኡ እዉን ጎማን ባትሪን መኪና ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይቲ ከተማ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ኮንክሪት ቮል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከትክል ወይ እዉን ክዝርግሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቕ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ሕትመት ካብ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2013 8:10 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኹሓ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኹሓ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2013 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2013 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ፈረወይኒ ንዝርገሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታትን መገጣጦሚኦምን፣ ከምኡ እዉን ጎማ ቦጥ መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2013 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

በአፋር ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ጤና ጥበቃ ቢሮ አገልግሎት የሚውል የተለያዩ የመኪና ጎማ ግዥ ለመግዛት ህጋዊ ከሆነ አቅራቢዎችን በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ጥቅምት 11, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 20, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 20, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/