ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅገና ጎማታት መኪና መሳርሒ ማእከል ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2013 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2013 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2013 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2013 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ኤሌክትሮኒክስ ንግዲ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ዱቡሊኬተ (DX 2430) ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አኻዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2013 8:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አኻዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኮንስትራክሽን መቕረብቲ / ገመድ ፣ ናይ ሃናፂ ምላጭ ፣ ናይ ባርቤንደር ምላጭ/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2013 8:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ ( ላፕቶፕ ቻርጀር01 ፣ UPS ምስ ኬብሉ 01 )አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2013 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕቲ ጎሚስታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2013 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ናይ ደረቕ ወንበር / በዝሒ 55/ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 15, 2013 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 15, 2013 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ጎማ መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲርካ ክንገዝእ ንደሊስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/