ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከብ ማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝህብ ካፍተርያን ፣ ናይ መኪናመለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ፓትሮል መኪና ሞዴል 79 መፀገኒ ንብረትን ናይ ዓባይ ባስን ናይ ኣናእሽተይ ዝዉዕል ጎማን፣ ንስልጠና ተሃነፅቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ ፅገናታት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ የ31ኛ ክ/ጦር ጠ/መምሪ የቢሮ ፣ የፅዳት አልባሳትና የቆዳ ውጤቶች፣ የቀላል ተሽከርካሪ መለዋወጫ ፣ የዳቦ ማሽንና ጀኔሬተር ጥገና እና መለዋወጫ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 2, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Axum / Adwa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 2, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ 2013ዓ/ ኣብታ ከተማ ኣብ ቀበሌ 01 ዝርከብ መንበሪ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2013 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/