ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ንብረታት /ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ብዝተረከበ በጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቅሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 10, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያትን ክልል ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2016 5:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2016 11:25 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ብመንገዲታት ፈንዲታት ኢትዩጰያ ካብ ዝተረከበ በጃት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከብ ናይ መንገዲታት ፅገና ስራሕቲ ምስራሕ ሰለ ዝደለየ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 15, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 15, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝዉዕሉ ናይ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ ኢሉ እዉን መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 13, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 13, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 21, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 21, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 16, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 16, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /