ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 10, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣይገልፅን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፋት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንሴከተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝወዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሊክትሮኒክስን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትምህርት ቢሮ የተለያዩ የትምህርት መርጃ መሣርያዎች፣ ህትመት እና ቪዝቨሊቲ ቦርድ በብሔራዊ ግልጽ ጨረታ አቅራቢዎችን አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ግንቦት 13, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 22, 2013 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፋር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 23, 2013 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2013 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 08/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 8, 2013 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 8, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ኣጎልግሎት ወረዳ ስለዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ህንፀት ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብ ማዕርነትይ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ኤም ሲ ኤች ፕሮጀክት ብደረጃ BC7 GC 8ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎምን ተካናተርቲ ብግዕፂ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2013 6:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መለለይ መንነት መታወቅያ ዝኮነ ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2013 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Ethio Telecom Invites all interested and eligible bidder by this National Competitive Bid For the Procurement of standard G+4 shop construction at Humera to sign a contract agreement with the finally awarded bidder.

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2013 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2013 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ን መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/