ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በመቐለ ዩኒቨርስቲ ለተማሪዎችና ለማህበረሰቡ አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የተለያዩ አገልግሎቶችና ሸቀጦች በፕሮፎርማ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

The Tigray Water and Energy Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders (contractors) for the construction of Small Scale Irrigation Diversion Maintenance of Headworks and infrastructure

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 25, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 25, 2016 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

Tigray Health Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders for the supply of Desktop Computers

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 06th, March 2024 11:53 am (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 03rd, April 2024 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 03rd of April 2024 9:01 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • የጨረታ ምድብ Computer Sales and Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/

ኣብ ወረዳ ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕ ንመሰረተ ልምዓተ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት አዉን ፈርኒቸት : ቶታለ ስቴሽን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ደገ መብራህቲ ማለት አዉን ፓዉዛ : ኣቅሑት ፅሬት : ዕጥቂ ስፖርትን ዝተፈላለዩ ናዉቲታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን4ይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ስራሕቲ ብጨረታ ንምሕላዉ ወይድማ ንምስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይቲ ቢሮ መክዝናትን ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ አወዳዲሩ ንምሕላዉ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 7, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 4, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 4, 2016 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 7, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 8, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/