ን4ይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ስራሕቲ ብጨረታ ንምሕላዉ ወይድማ ንምስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይቲ ቢሮ መክዝናትን ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ አወዳዲሩ ንምሕላዉ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 10, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2016 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 7, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 4, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 4, 2016 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 7, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 8, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ /ዝ/ ው/ ማ ን 2016 ዓ.ም ናይ ስራሕ ዓመት ዘድሊ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደነቢ ክዳውንቲ (ዩኒፎርም) ከቕርቡ ዝኽእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 14, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 14, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 26, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 26, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር መኪና ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 27, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 27, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን መመገብን ኣቅሑት: ካልሲ :ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብአትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 4, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 4, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት( Grinder disc ) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 26, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 26, 2016 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/