ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ 2017 ዓ/ም ንግልጋሎት ዝውዕል ኣጀንዳን መዘከርታ ደፍተርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ በዚ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 8, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 8, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንተሃነፅቲ ምግቢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 6, 2016 4:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ሐደሽትን ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ሻወር ትቦታት: ሰራሚክ : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ናይ ኣዳራሽ ትቦላሪ : ዓረቢታት ወዘተ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 9, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሐምሌ 30, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሐምሌ 30, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

የኢትዮጵያ ልማት ባንከ መቐለ ዲስትሪከት የገነት ጠብታ አግሮ ፕሮሰሲንግ ኃላ/የተ/የግ/ማህበር ለሰጠው ብድር አመላለስ በዋስትና የያዘውንና ከዚህ በታች ባለው ሰንጠረዥ የተመለከተውን ንብረት በአዋጅ ቁጥር 97/90፣ 216/92 እና 1147/11 በተሰጠው ስልጣን መሠረት በሐራጅ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 1, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 1, 2016 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ Extemal Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ዓርሶም ፎርማት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 1, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 1, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2016/2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከፅግን ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 6, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 6, 2016 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንመኪና 5000 ንሞተር ሳይክል 3,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ንመኪና ፅገና 200 ንሞተር ሳይክል ፅገና 150
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/