ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 25, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 25, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ሎት ሸዉዓተ ሎት ሸሞንት ብር 6000 ቅርሺ ሎት ሓሙሽተ ሎት ሽድሽተ ብር 15000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኣብተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 7, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 7, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 2, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 2, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ: ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት 7000 ቅርሺ :ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 29, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ን2017 በጀት ዓመት ትካልና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣጫሪቱ ክዕድግ – ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2017 4:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

The Women's Association of Tigray (WAT) invites qualified and experienced companies to submit proposals for the design, development, and hosting of a dynamic and fully functional website.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 19th, December 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 25th, December 2024 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 25th of December 2024 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2 %
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Website & Software Development/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየ ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2 %
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ተስፋ ብርሃን ህፃናትና ቤተሰብ ልማት ድርጅት ከቻይልድ ፈንድ በኢትዮጲያ ባገኘው የገንዘብ ድጋፍ በትግራይ ክልል በአዲግራት ከተማ አስተዳደር ለተፈናቃዮች ድጋፍ የሚውል ብርድልብስ፣ ፍራሽ እና አልባሳት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታኅሣሥ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: -18, 1745 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Debrebirhan
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/