Tigray Water and Energy Bureau now invites sealed Bids from eligible and qualified bidders to Chelli Solar Pump Water Supply and Irrigation Project (Wereda Sahrti)

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 06th, November 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 06th, December 2024 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 06th of December 2024 9:10 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ Electro-Mechanical Products and Services/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2017ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡ ኣቅሑት አሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2017 ዓም ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፡ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፡ኤሌክትሮኒከስ ፡ መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን ፡ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገናን ፡ ሕተመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒ ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን 300 ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን 6000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

HELVETAS Swiss Intercooperation invite all interested and eligible bidders for the supply of Non Food Items NFIs to be used in the implementation of the project for IDPs returnees referred hereunder.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 05th, November 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 14th, November 2024 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 14th of November 2024 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Textiles and Wearing/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንጀኔሬተር መለዋወጢ ግልጋሎት ዝውዕል ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ናይ ጆኖሳይደ መፅናዕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ስፍሓት 7 ሜትር ብ70 ሳንቲሜትር ዝኾነ ታቤላ ሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ይፈላለዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ናብ ተጠቀምቲ ዝባፃሕ እታወት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሪት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ምልከታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜላ vወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/