ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 09:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 22, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ንዝርከብ City Mal ፕሮጀክት መስርሒ ዝውዕል ናይ ተምቤን ሓሽዋ (Sand) ኣጫሪቱ ንምግዛእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 09:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ መኪና መፀገኒ ዝከዉን ጋራጅን ንሞተር ብሽክሊታ ዝፅግን በዓል ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሓምለ 28, 2016 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሓምለ 28, 2016 05:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ : ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ መሳርሒ ሕትመት : ሎት ሰለሰተ ላፕቶፕ ኮምፒተር : ሎት ኣርባዕተ ሃንድ ዎሽ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጥዕና ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲን : መገልገሊ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 : ንኤሌክተሮኒከስ 1500 : ንኣቅሑት ቤተ ፈተነ 5000 : ንላብራቶሪ ኣቅሑት 10000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/