ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 8, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 8, 2017 2:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ሳይክልን ካብናይ UNDP ዝተመደበ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ጨርጨር
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኮምፒተርን ተዛመድትን 20000 : ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት 20000 : ሞተር ብስክሊት10000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ንብረት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቶታል ስቴሽን ብምልክታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 8, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 8, 2017 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ኣብ ነባር ቤተ ክርስቲያን ናይ ጥምቀተ ክርስትና ዝለዓለሉ ስፍሓቱ 118 ካሬ ሜትር ዝሸፈነ ኣዳራሽ ብፕላስቲክ ኮርኒስ ንምስራሕ ናይ ጉልበት ጥራሕ ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 30, 2017 12:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 30, 2017 1:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን3‛ ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2017 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017ዓ/ም ናይ 1ይ ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ፅሕፈት መሳርሒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 25, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 26, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኮንስትራክሽን ኃላ/የተ/የግ/ማሕበር በተለያዩ ፕሮጀክቶች ሊሰሩ የሚችሉ የተለያዩ የኮንስትራክሽን ማሽነሪዎች እና ተሽከርካሪዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት (መከራየት) ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መስከረም 25, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 26, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 26, 2017 4:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋቦን ናይ ዓ/ሕጊ ናብ ችሎት ዝስየሙ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/