ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር፡ አብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካፌቴሪያ ንግልጋሎት ምግቢ፣ ውዑይን ዝሑልን መስተ አጫሪቱ ከስርሕ ስለደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 11, 2019 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 11, 2019 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

... ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ሐራጅ በመሸጥ ማስተላለፍ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 6, 2019 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 11, 2019 3:00 ጥዋት (19 ቀን ቀረው)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 11, 2019 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬትዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዘለዎኦ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኻይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (16 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2019 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2019 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ነዳዲ ሞተር ሳይክል ከምኡ እዉን ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (16 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2019 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2019 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቁፅሪ 23/2018 ዓ/ም ን ነዚ ደንቢ መፈፀሚ ዝወፀ መምርሒ ኣፈፃፅማ መሸጣ መንግስታዊ ኣባይቲ መምርሒ ቁፅሪ 25/2018 ዓ/ም ን ንሓርበኛታት ጉዳኣት ኹናት መሕከሚ፣ ንተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን ሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ንምክያድን ዘድሊ ሃፍቲ ንምትእኽካብ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2 ብድምር 9 ንድርጅት ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ 7 ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ምሉእ ትሕዝቶ መሬት ንምግዛእ ድሌት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ፣ ውልቀ ነጋዶ ፣ ግዝያዊ ሽርክና ማሕበር (Joint Venture) ፣ ሕጋውያን ማሕበራት ፣ ናይ መንግስቲ ትካላት ልምዓትን ትካላት ንግድን ንክወዳደሩ ይዕድም ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 15, 2019 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 16, 2019 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኸተምኡ ግልጋሎት ዝውዕል ሎት ክልተ (02፣ 03፣ 04)፣ ሎት ሓደ (01፣ 05፣ 06) ቀበሌታት ደረቕ ጐሓፍ ምእካብን ምጓዓዝን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (16 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2019 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2019 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 10, 2019 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 10, 2019 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ካብ CCO ፕሮጀክት ብዝተረኸበ ሓገዝ 1. ናይ ሕርሻ እታወታት(ቀለብ ጨቓዊት ፣ምስተይን መመገብን ጨቓዊት) ከምኡ እዉን ናይ constraction materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 6, 2019 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2019 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 9, 2019 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 9, 2019 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

Adigrate University wants Procurement of RDF Medicines and Medical Supplies

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 14th, September 2026 4:00 pm (18 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Monday 21st, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Adigrat
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 21st of September 2026 11:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Chemicals and Reagents/ Laboratory Equipments/ Pharmaceutical Products/Medicines/