ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ላፕ ቶፕን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ዕርየቱ ዘሓለዎ መስተንግዶ ዘቅርብ::
3 TIN ናምበር ዘለዎ::
4 ናይ ፕሮፎረማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 08/03/2019 ዓ/ም 11/03/2019 ዓ/ም ይከውን::ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 11/03/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተለ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ዕሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::