ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ንቢሮ ግልጋሎት ናይ ህትመት ዉፅኢታት ሎት ሐደ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክልተ ካብ ሕጋዊያም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 8, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 8, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ማይን ማይን ኢንርጅን ክልል ትግራይ ካብ ካብ UNSF ብዝረከቦ በጃት ኣብ ከተማ እናደባጉና ንህንፀት ስራሕቲ መስተ ማይ ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2017 3:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNSF ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 24, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 24, 2017 3:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ን2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሆቴል ፡ መሳርሒ ኣቅሑት ሌዘር ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 2, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 2, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ን ሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ኣብ ዝግበር ጎዕዞ ስርዓት ንምትሓዝ ግልጋለት ኢቲኬቲንግ ህዝቢ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ በቲ ዝለምዓ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 5, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 5, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ኣብያተ ዕዩ ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም መደበኛ ዓመታዊ ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 3, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 3, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዘአ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 21, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 21, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 21, 2017 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 1, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲሓ ሎት ሓደ B+G+10 ዓዲሓ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንሎት ክልተ G+4 ህንፃ ዓዲሓ እንዳኪዳናምህረት ውርድ ኢልካ ናይ ብሎኬት ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/