ፋብሪካ ኣዲስ መድሓኒት ማሕበር ኣክስዩን ፅገና ናይ ማይ መውረዲ ኣሸንዳ 1200 ሜትሮ ካሪ ዝኮነ ብ 28 ጌጅ መዓቀኒ 0.4 ሜሜትር ተጫረቲ ባዕሉ ንዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 12, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Machines Maintenance for CVM

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 09th, May 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 15th, May 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 15th of May 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Machinery Maintenance/ Other Maintenance/

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2017 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ : ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ኣርባዕተ 18000 ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ሎት ሓሙሽተ 15000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 8, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 70,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ተዛመድትን : ንናይ መድሓኒት ዕድጊትን : ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 15, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ሳኒተሪ ፓምፕን ኣቀሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2017 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብፕሮግራም መጠናከሪ ስርዓት ምግቢ FSRP ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 6, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክሪኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/