ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ቦታት ናይ ስራሕ ቦታታ ፅሬቱ ዝሐለወ ናይ ግልጋሎት ፅሬት ንምርካብ በቲ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ትካለት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ምእሳር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2017 11:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ባልትናን ኣስቢዛን ግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 25, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 25, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ እንቋቁሖን ፀባን ግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 24, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 24, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኦዞን መሕብሕብን ኣፀደ ህፃናትን ካብዚ ንታሕቲ ኣብቲ ኣፀደ ህፃናት ዝስኣለ ስእልታ ኣጫሪቱ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 17, 2017 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ግራፊክስ ዲዛይን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌከትሪከ ኣቑሑት ከዕድግ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 12, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 12, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቸን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 12, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 12, 2017 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ኤለክትሮንክስ ተዛመድቲን ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ኤለክትሮንክስ ተዛመድቲን ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 19, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

The Ethiopian Agricultural Transformation Institute (ATI) now invites sealed bids from eligible bidders for the procurement of Supply and Delivery of Tomato and Onion Seeds (Open Pollinated) for Tigray Region

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 16th, June 2025 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 02nd, July 2025 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 02nd of July 2025 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 60,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/