ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 14, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 14, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 7, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 17, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2017 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብናይ FSR በጀት ዝኽፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2017 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 10, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 10, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስን ኣቕሕት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳታት ማይጨው እንዳ መኾኒ ሳምረ ኣፅቢ ዓድዋን ናዕዴርን ንምድላው ምግቢ (ምጥን) ዘገልግሉ ሼዳት ዝምልክቶም ስራሕ ተቋረፅቲ (ብርኪ 10 ልዕሊኡን ዝኾኑ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 7, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 20, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 21, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10.000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ ዝተረኸበ ባጀት ናይ ኣባዱላ መኪና ጎማ ን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ኣቑት (ስፔር ፓርት) ስራሕ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/