Invitation To Bid For The Supply Of School Furniture

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 09th, April 2016 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 19th, April 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 19th of April 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Office Furniture/

ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ መካይን መቀያየሪ ኣቅሓን መራከቢ ሬድዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

Ezana Minig Development PLC ,Meli Gold project has allocated Budget towards the cost of procurement of goods under procurement Reference Number : MGP/005/2016.

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 09th, April 2016 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 28th, April 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 28th of April 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Electronic Equipment & Accessories/ Food Items Supply/ Office Furniture/ Stationery Supplies/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓም 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብማሽን መንገዲ ከፅርግ ከስርሕ ምሩፅ ሓመድ ከፍርን ከፅርግን ክእክብን ስለዝደለ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ሰብ ማሽነሪ ንክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምምሕዳር ህንፃ ብርኪ ብ GC 6 ን BC 6ን ኣብ ከተማ መቀለ ናይ መለስ አካዳሚ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4ን ብ GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈትን ዝዉዕሉ ካብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዕድጊት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያታት ዓዲ ጎሽን ማይ ወይኒን 6 ናይ ሓባር ዒላ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት አብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትድሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወርዒ ለኸ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/