ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርትን ህንፃ መሳርሒን (ሎት 1 ን 2)ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ዋና ቤት ፅሕፈት ካብ 1/11/2009 (08/07/2017)ኣ ፈ እስካብ 30/10/12 (07/07/2020) ኣ ፈ ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2010 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ዓድግራት መድሓኒት ፋብሪካ ምስፍፋሕ ፕሮጀከት ዝስራሕ ስራሕቲ ፅረየቱ ዝሐለወ ናይ መንድቅ እምኒ ኮየኑ ዓይነቱ ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ዝርከብ ዝተደለየ ድማ ካብ ካባቢ ቤት ማርያ ቤት ማርያ ፎርቶን ዝርካብ ዓይነት ወይድማ ዝመሳሰል እምኒ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2010 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2010 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኽዝን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኤሌክትሮኒክስን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 16, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕክምና ናዉቲ/ሲሊንደር/ :ናይ መኪና መለዋወጢ :ፈርኒቸር /ሸልፍ/ : ህንፃ አቁሑት /ብረት መሳልል/: ኣቅሑት ጀነሬተር: ፅሬት አቁሑት: መኮረኒን ሳልሳን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 13, 2010 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 35.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ(ፎቶኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት(ጎማ ካላማደርያ ካልኦት) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 10, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን 2010 ዓም ናይ ጀነሬተር ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 16, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 15, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወርዒ ለከ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም ከምእዉን ኣብ 2011 ኣብዚ ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ሰቡሕ ዝርከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ሐደ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ምስ ገኒ ሽቃቅ ኮድ ሎት 03 ክልተ ብሎክ መምሃሪ ክፍሊ ኮድ 01 ን 02 ህንፃ ስራሕቲ ነኒበይኖም ብምጭራት ከስርሕ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 8, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወርዒ ለኸ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 8, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/