ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ዓለባ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪናን ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፈላን ቤት ፍርዲ ከተማ ኮረምን ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት 4 ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 9, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 9, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሪክ ስቲ፣ናይ ብሮድካስት (electronics) ፣ናይ ጋርመንት፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ automotive ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑትሳይክል፣ ስፖርታዊ ዕጥቂ :ክሎሪን ፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክል፣ሞተር ሳይክል ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 15, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ ንቤት ፅሕፈተ ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይ ካድራ ንነብሲወከፍ ከይዲ ሰራሕ ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ናውቲ ፅሬት ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስን ዝተፈለላዩ መጠን ዘለዎም መሳርሒ ፅሕፈትን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ውሃ ስራዎች ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ዕቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴዎች እንድትጫረቱ ይጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 20, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 20, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኽዝን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/