የትግራይ ልማት ማሕበር በመደባይ ዛና ፣ ላዕላይ ማይጨውና ታሕታይ ማይጨው ወረዳዎች የትምህርትና የጤና ተቋማዎችና በስምንት ሉቶች በመከፋፈል ማሰራት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 19, 2011 3:03 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 19, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 15, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2011 4:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ እኽሊ መደርደሪ ጣውላ (wooden Pallet) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ማይ ቱቦ መገጣጠሚ ኣቅሑት (Different shape of HDPE pipe) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ካምፒን ኣቅሑት (Different size of comping materials) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ልምዓትን ፖሊስ ከተማ መቐለን ኣገልግሎት ዝውዕሉ መጋረጃን ናይ ትረፊክ ቀለምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 13, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 / GC 7 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ኮሌጅ ፖሊስ ናይ ህንፃን ሓፁርን ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 / GC 8 ልዕሊኡን ማለት ዳኣንት ዘይኾኑ ተኾናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም ዓ/ማ የተለያዩ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ኅዳር 26, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 3, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 3, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ የጀነሬተር የሚያገለግሉ እቃዎች፣ የRO water Treatment spare part እቃዎች and maintenance service ስራ ግዥ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ኅዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 25, 2011 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በሎት የተለያየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/