የኢትዩጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማትና ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ኣፅቢ ወንበርታ ኣንድነት ገዳም የሚውሉ የሹራብ ማሽን ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ኅዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 21, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 21, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ደረቅ ወንበር ስበርባር፣ ዓረብያ ፣ ናፕሳክ፣ ኮምፒተር፣ ፕሪንተር፣ ዝተፈላለዩ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የኢትዩጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማትና ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት የቤተክርስትያን ደን ልማት ፕሮጀክት የሚከተልቱን የእርሻ/የህንፃ መሳሪያች ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ኅዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ሃፍቲ ማይ ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2011 9:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ንምስላጥ ዝውዕሉ ሞተር ሳይክላትን ዝተፈላለዩ ናይ ትራፊክ ምልክታትን መማለኽትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንመበል 13 ግዜ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ንክልልና ወኪሎም ንዝሳተፉ ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ትኸውን 60 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ኣውቶብስ ክካረ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 22, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 22, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

የኢትዮጵያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለሥልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት ድርጅቶች የጽህፈት መሳሪያ እቃዎች፣ የፅዳት እቃዎች፣ የኤሌክትሮኒክስና የICT እቃዎች፣ የሰራተኞች ደንብ ልብስ፣ የቢሮ መገልገያ እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2011 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /