ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ን 2011 ዓ/ም ካልኣይ ርብዒ ዓመት ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ናውቲ ሕክምናን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2011 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2011 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ነቲ ወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ናይ መኪና መቅረብቲ ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 26, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ምክሪ ን2011 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት 1-መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሎት 2- ጎማ መኪና ሎት 3- ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 4- ኣገልግሎት ካፍቴርያ ሎት 5- ኣገልግሎት ፅሬት፣ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 2, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 2, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ምግጣምን ፅገናን/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for Drilling, supply & installation of hand pumps for 16 Shallow Wells

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 23rd, November 2018 12:00 am (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 25th, December 2018 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 25th of December 2018 9:10 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ Water Well Drilling & Water System Installation/

FOR ALL IIGABLE TRANSLATON SERVICE PROVIDERS PREFERABLY IN HEALTH BACKGROUND WITH VALID LICENCE FOR THE YEAR 2011 E.C Pathfinder international /Ethiopia ( PI/E): is running Transform Primary Health Care Project in four regions of Ethiopia one which h is Tigray . This program is dedicated to provide high quality reproductive health, family planning, maternal and newborn child health services that improve the lives of women and children in Ethiopia. As one of Its strategies to provide quality services, it will support the regional heath bureau in 19 woredas of tigray in the process of capacity building . Accordingly, transform primary health care project is soliciting bids from potential service providers. The capability provides appropriate services as required by the regional program office. Transform Primary Health Care Project : Potential Translation service Providers submit their quotation in order to provide the intended service as per as specification provided office. Those bidders who will submit their quotation and win the bid as expected to photo laminating Banding from No.rom No.2) and print A3 and Print A4 and shall consider following item.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 26th, November 2018 5:47 pm (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 05th, December 2018 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 05th of December 2018 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/ Graphic Designs/

በቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ኣካዳሚክ እና ለኣስተዳደር ቢሮ የሚያገለግል ፅሕፈት መሳሪያ በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 24, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 24, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ለፋብሪካው ኣገልግሎት የሚውል የተለያዩ ዓይነት የላብራቶሪ ዕቃዎች እና ኬምካሎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 1, 2011 8:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 1, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ጣብያታት ዘሰን ገምሃሎን 14 ናይ ሓባር ዒላታት ንምስራሕ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ስራሕቲ ማይ ብደረጃ 8ተ ብደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ከምኡውን ናይ ቤት ፅሕፈት ማኑፋክቸሪንግ ማሽነሪታት ምዕዳግ ስለዝደለየ ናይ ማሽነሪታት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወሳኪ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ጣብያታት ዝርከቡ ከተማታትን ዝተፈላለዩ ደረቅ ፅዕነትን ውዕሊ ኣሲሩ ንምጉዕዓዝ ስለዝደለየ ናይ ደረቅ ፅዕነት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 30, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/