ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሕትመት ስራሕቲ (መፀሄት) ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት : ናይ ኣዳራሽ ፕላስቲክ ወንበር ምስ ምግጣም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 9, 2010 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 9, 2010 05:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቆወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒታት ናይ ህንፃ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዎርክሾፕ ማተርያል ሓዊሱ ናይ ህንፀፃ ተኮናተርቲ ደረጃ 8ን 9ን ብህንፃ ኮንስትራክሽን ፍቃድን ምህናፅን ስራሕቲ ክሰርሕ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጉንበት 4, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጉንበት 4, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጉንበት 4, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጉንበት 4, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Kaza Capital Goods Finance Business Share Company would like to invite to qualified and duly registered audit firm for the audit of its financial operation .

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 05th, May 2018 10:07 am (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 18th, May 2018 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 18th of May 2018 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ Accounting Related/ Auditing Related/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 13,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/