የኤሌክትሪክ፤ ስፔር እና ስቴሽነሪ የሕንጻ ግንባታ ማህበሮች ጥምረት በመቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓድነት ለሚገኘው የግንባታ ቦታ ጊዜያዊ የቆርቆሮ አጥር ግንባታ ሥራ ለማሰራት ህጋዊ ፈቃድ ያላቸውን እና በዘርፉ ተመሳሳይ ልምድ ያላቸውን ተጫራቾች በክፍት ጨረታ ይጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሰኔ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 11, 2018 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 11, 2018 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

የመቀሌ ከተማ ኣስተዳደር እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በመቀለ ከተማ የሚገኙ ክ/ከቶሞች የሚገዙ የተለያዩ የሴፍቲ ማተርያል (SAFETY MATERIALS)ግልጋሎት የሚውሉ ዕቃዎች በፕሪፎርማ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሰኔ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 16, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 16, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 11, 2018 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 11, 2018 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of Dignity Kit

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 10th, June 2026 4:00 pm (18 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 17th, June 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 17th of June 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Cleaning & Janitorial Equipments/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የአቦጀዲድ ጨርቅ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ሰኔ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 10, 2018 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekele
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 10, 2018 10:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ደስታ ኢንተርናሽናል ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2018 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፍርዲ መቐለ ክ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ክልተ ቦታታት ብጨረታ ንክሽወጡ ወሲኑ ኣሎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 17, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 17, 2018 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10 %
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 6, 2018 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 18, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 19, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

...ገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (8 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 22, 2018 5:00 ጥዋት (1 ቀን ቀረው)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 6, 2018 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 12, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 12, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/