https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/414
እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:እንትጮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ግልፂጨረታምልክታቁፅሪ 3

እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ:  ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት :  ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9  ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ  ምድብ መቂሉ መደብመቂሉጋዊያንነጋዶን ክትሳተፉ ይዕድም ::
 

ተወዳደርቲክተማልእዎዝግባእረቆሓ

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይ  2007 ዓ/ም  ንግዲፍቃድኩምዘሐደስኩምን
  2. ናይመቅረባይነትሰርቲፊኬትቲንናምበርዘለኩምንናይዚመረዳእታክተቅርቡእትክእሉ
  3. ናይቫትምዝገባሰርቲፊኬትዘለኩምናይየካቲትወርሒ  2007 ዓ/ም ዲክሌሬሽንክተቅርቡእ ትክእሉ::
  4. ከብልስቶን ብሲዲማን ዝተወደቡ ማሕበራት ተጫረቲ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝወሃቡ ሰርቲፍኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእልን
  5. ተጫረቲነዚጨረታዚተባሂሉዝተዳለወዶክመንት/ሰነድ/ዘይምለስ 30 ብር/ሳላሳብር/ብምክፋል ካብእንትጮቴክኒክንኮሌጅደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንባዕሉኩምወይከዓብሕጋዊወኪልኩምክትወስዱ/ክትዕድጉእትክእሉ
  6. ንሕድሕድዓይነትመደብዝተመደበናይጨረታዉሕስናመክበሪብር 5000 /ሐሙሽተሽሕ/ ቅድሚ ጨረታምክፋቱ ብስምእንትጮቴክኒክንኮሌጅዝተፅሓፈብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማጥረገንዘብክተትሕዙእትክእሉ::
  7. ተጫረቲናይጨረታመወዳደሪሰነድእተቅርብዎናይበዓልዋናስምንፌማንሕጋዊማህተምንብምዕራፍኦርጅናልንፎቶኮፒብምግባርስርዝድልዝዘይብሉአብ  2 ፖስታብምዕሻግካብነሓሰ 16/ 7/2007 ዓ/ም  ጀሚሩክሳብ 7/8/2007 ዓምስዓት  4:30 ንጎሆአብእንትጮቴክኒክንኮሌጅ ነዚጨረታዚተባሂሉአብዝተዳለወናይጨረታሳንዱቅክተእትዉእትክእሉ::
  8. ተጫራታይአብቲጨረታዝስዕሮንብረትብደብዳቤወይብስልኪምስተገለፀሉአብዉሽጢ  5ተናይ ስራሕመዓልቲዉዕሊክአስርዝክእልንመክበሪዉዕሊ  10 %  ከትሕዝዝክእልንኮይኑድሕሪ ዉዕሊምእሳሩድማአብተከታታሊ 15 ተናይስራሕመዓልቲዝሰዓሮንብረትጠቅሊሉ/100 % /ከቅርብዝክእል
  9. ዝሰዓሮንብረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያናብኮሌጅናብምቅራብባዕሉ/ብሕጋዊወኪሉአቢሉብቴክኒክነኮሚቴፅሬቱእናተረጋገፀአታዊክገብርዝክእል::
  10. ጨረታስዒሩምስተነገሮአብዉሽጢ  5 ተስራሕመዓልቲ ዉዕሊእንተዘይአሲሩግናዘትሐዞ መክበሪ ጨረታናብናይመንግስቲካዝናአታዊይክዉን::
  11. ዝሰዓሮንብረትብዉዕሊመሰረትኣታዊእንትዘይገሩካብዘይኣቅረቦንብረት  1 /1000   ንመዕልቲአናተቀፅዐክሳዕሙሉእብሙሉእንብረቱኣታዊዝገብርይፀንሕብዉዕሉመሠረትእንትዘይፈፂሙድማዘትሐዞመክበሪዉዕሊይዉረስኮሌጀናብምትእጉጎልብምጉዳልተሓሲቡናብክልልትግራይቢሮትልምንፋይናንስንአዉራከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምምሕዳርንብመምርሒዕዳጋሕዳር  2003  ዝእዝዞመሰረትደብዳቤይፃሓፈሉ
  12. ጨረታሰነድዝሽየጠሉእዋንካብ  16/ 7 /07 ዓ/ም   ክሳብ  7 /08 /07 ዓምሰዓት  4:30  ንጉሆይከዉን::
  13. ጨረታዝዕሸገሉዕለት  7/08 /07  ዓ/ም  ናይንጎሆሰዓት  4:30 ይከዉን::
  14. ጨረታዝክፈተሉዕለት 7/08/ 07 ዓ/ም   ናይንጉሆሰዓት  5:00   ይክፈት::
  15. ኮሌጅናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነዚጨረታዚብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

 

  • ብስልኪቁፅሪ  03 48 49 90 19 ሞባይል  0927 75 77 77 ወይከዓ  09 19 04 23 01  ደዊልካምሕታትይካአል