https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16784
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

1 ቫተ ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮኑ/ተ

  2 ስፒኦ 3000 ቅርሺ

3 ሰነድ መዝገኢ ዋጋ 100

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 31/03/2015 ሰዓት 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ 31/3/2025 ሰዓት 8:30

5 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ደዉሉ