https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11785
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

 4 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

5  ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 27/09/2012ዓ/ም ስካብ 11/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74