ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ናይ ኩለ መዳይ ዩኒየን ናይ ወርድያ ገዛን ስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ምስክር ወረቀት ከፋላይ ግብሪ ፣ ተመዝጋባይነት ተወሳኪ እሴት ታክስ

2 ናይ 2012 ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

3 ዝተሓደሰ ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ወረቀት ዝቅርቡ

4 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ

5 እቲ ፕሮጀክት ን 130 መዓልትታት ምሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

6 ጨረታ ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 61 03 89

ድሕሪት
ጨረታ መደብ