ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቁሑት ን 2008 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኵም ንክተወዳደሩ ንዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ንጥብታት

  1. በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነበርን ከቅርብ ዝኽእል  ::
  2. ሓዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም  ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑን ከምኡዉን ንዝማልኡ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ክሳትፍ  ዝክእል::
  4. ካብ ጥቅምቲ ወርሒ ኣትሒዙ ቫት ዲክላር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
  5.  መክበሪ ጨረታ ንፅሬት ኣቁሑት 1000  (ሓደ ሽሕ ) ብር : ንፅሕፈት መሳርሒ  5000  /ሓሙሽተ  ሽሕ  ብር/  ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  6.  ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ብር )ብምኽፋል ካብ  ዕለት 14 / 03 / 2008  ዓ/ም ጀሚሩ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት አብ ዞባ  ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ  4 ፎቅ  ቢሮ ቁፅሪ 8 እናመፃእኩም ምዉሳድ  ይከአል::
  7. እቲ  ጨረታ ሳንዱቅ 29/ 03 /2008  ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00  ተዓፅዩ ሰዓት 4:30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ አብ ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ 4 ፎቅ  ቢሮ ቑፅሪ 8ተ ይኽፈት::  
  8. ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ::
  9. እቲ ቤት ፅሕፈትና  20 % ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
  10. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 15 መዓልቲይኸዉን::
  11. ትራንስፖርት ብዓሉ  ናብ  ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል  :
  12. ንተወሳኺ ሓበሬታ:

ብስልኪ ቁፅሪ 0347770505

ብሞባይል ቁፅሪ 0914785535 0914785675 0914769023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 
 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s