https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/924
ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቁሑት ን 2008 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኵም ንክተወዳደሩ ንዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ንጥብታት

  1. በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነበርን ከቅርብ ዝኽእል  ::
  2. ሓዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም  ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑን ከምኡዉን ንዝማልኡ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ክሳትፍ  ዝክእል::
  4. ካብ ጥቅምቲ ወርሒ ኣትሒዙ ቫት ዲክላር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
  5.  መክበሪ ጨረታ ንፅሬት ኣቁሑት 1000  (ሓደ ሽሕ ) ብር : ንፅሕፈት መሳርሒ  5000  /ሓሙሽተ  ሽሕ  ብር/  ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  6.  ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 20.00 (ዒስራ ብር )ብምኽፋል ካብ  ዕለት 14 / 03 / 2008  ዓ/ም ጀሚሩ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት አብ ዞባ  ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ  4ይ ፎቅ  ቢሮ ቁፅሪ 8 እናመፃእኩም ምዉሳድ  ይከአል::
  7. እቲ  ጨረታ ሳንዱቅ 29/ 03 /2008  ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00  ተዓፅዩ ሰዓት 4:30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ አብ ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ 4ይ ፎቅ  ቢሮ ቑፅሪ 8ተ ይኽፈት::  
  8. ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ::
  9. እቲ ቤት ፅሕፈትና  20 % ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
  10. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 15 መዓልቲይኸዉን::
  11. ትራንስፖርት ብዓሉ  ናብ  ከተማ ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል  :
  12. ንተወሳኺ ሓበሬታ:

ብስልኪ ቁፅሪ 0347770505

ብሞባይል ቁፅሪ 0914785535 0914785675 0914769023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል