እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ሸቐጣ ሸቐጥ ኣቅሑ መሳርሒ፣ ሎት 3 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 5 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 6 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 7 ስፖርት መሳርሒ፣ ሎት 8 ሕትመት 9 ናይ ጨርቃ መርቂ መሳርሒ 10 ናይ ስፌት መኪና 10 ናይ ፌርኒቸር ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድኩምን ግብሪ ዝከፈልኩምን፤

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይዚ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ድክሌረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ፤

5 ተጫረቲ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30.00 ብርብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 10000 ብር ክሳብ 3000 ብር  ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ 13/01/2012ዓ/ም ክሳብ 28/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተእትዉ እትክእሉ::

8 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል፤

9 ተጫራታይ ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብደብዳቤ ወይ ብስልኪ ምስ ተለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን መክብሪ ዉዕሊ 10% ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳረ ድማ ኣብ ተከታታሊ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅሊሉ 100% ከቅርብ ዝክእል እንተዘይኣሲሩ ግና ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

10 ናይ ጨረታ ሰነድ በቢሎቱ ኮይኑ ዕለት 28/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት 6ተ ወርሒ ዋስትና ክህብ ዝክእል፤

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914763536/ 0919-042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s