1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም
2 ኣድላይ ግብሪ መንግስቲ እትከፍሉ
3 ናይ 3ተ ወርሒ ክራይ ገዛ ቀዲሙ ክከፍል ዝክእል
4 ጨረታ መኸበሪ 500 ብፖስታ ከተቅርቡ አተክሉ
እዚ ጨረታ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን
5ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት
6 ቤት ት/ትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት